ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት

2 በቲ ዘፈር ቲን ናምበር ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ጉንበት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ፅገና ጋራዥ ካብ ደረጃ 2ተ ንላዕሊ ዝኮንኩም

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 14/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዳንሻ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

 6 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000 ቅርሺ ፣ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ጨረታ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ መዓልቲ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን 35 መዓልታት ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 08 39 86 /09 32 21 94 09