1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ በቲ ዘርፈ ዝተመዝገበ
2 መፍለዩ ቲን ናምበር ከፋለይ ግብሪ ዘለዎ
3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮና ብእዋኑ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 29/01/2013ዓ/ም ይከዉን
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽዉን
6 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ኣለዎም
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርርኺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨር ምዉሳድ ይካኣል
8 ሰዓራይ መኸበሪ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ኣለዎ
9 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ
10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 16 80 01 /09 14 14 48 37