ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ

1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2012/13ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን  ፈቃድ ዘሐደሱን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን

4 ኦርጅናል ዶክመንትን ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ዝክእል

5 ኣብ ፍትሒ ዝፀደቀ መተሓዳደሪ ደንቢ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቕርብ ዝክእሉ

8 ተጫረትቲ 50,000.00 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ጨረታ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013ዓ/ም ጨረታ ሰነድ 200ቅርሺ ብምግዛእ ምዉሳድ ትክእሉ

  10 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 08፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342405587