ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት

2 ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት

3 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት

4 መሳርሒ ሳኒተርን

  • ናይ 2008 ዓ/ም ዝተደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ማቅረባይነት ብተወሳኪ ድማ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓም ዲክለር ዝገበርኩመሉ መረዳእታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑኡ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝመላእኩምሉ ዋጋ ክተእትዉ አለኩም
  • ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መምርሕን ዘይምለስ ብር 20 ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት 14/06/2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/06/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓድግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይከኣል
  • ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/06/2008 ዓም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ድሕሪ ቐትረሪ ይክፈት
  • ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ተታሒዙ ስለዘሎ ንዝርዝር ጨረታ መምርሒ ካብኡ ምርዳእ ይከኣል
  • ንዝድለ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋል ክሓቱ ይኽእሉ

Â