ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

ክማልኡ ዝግብኦም ረቃሕታት

1 ነዘም ቅድሚ ኢሎም ብዝተዘርሩ ዝተቀመጡ ዓይነታት ዕድጊት ነናባዕሎምን ስራሕን ዘርፍን ንግዲ ዝተፈላለዩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለኩም መቅረብቲ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2012ን 2013 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲና ናምበር ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ሰዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት መዓቀኒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

2 ኣብ ኩሎም ዓይነት ጨረታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም መቅረብቲ ክትሳተፉ ትክእሉ

3 ሒሳብ ዘወራረድክምሉ መረዳእታ በቢወርሑ ክሳብ 30 ሰነ2012 ዓም አታዊ ዝገበርኩም መረዳእታ ኣታሓሒዝኩም ክተቅርቡ አለኩም

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐለ ካብ 07/01 /2013ዓም ክሳብ 27/01/2013 ዓም ሰዓት 11:30 ኣጋ ምሸት ይሽየጥ

5 እቲ ጨረታ 28/01/ 2013 ዓም ሰዓት 4:30 ተዓጽዮ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወይ ድም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ንመከበሪ ጨረታ ንመሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ዝርዝር ሐበሬታ ተቀሚጡ ይርከብ

7 ካልኦት ኣድለይቲ ዝብሃሉ ሐበሬታት እዉን ብዝበለፀ ኣብቲ ዝተዳለወ ሰነድ ዝርዝር ሐበሬታ ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ካብኡ አንቢብኩም ምርዳእ ትክእ ኢኩም

8 ጨረታ ዝሰዓርኩም ተወዳደርቲ ንኩሎም ዓይነታት ዕድጊት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራግፍን መጎዓዝያን ሸፊንኩም ናብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ሰመማ ኣብ ዉሽጢ 15መዓልቲ ክተረክቡ አለኵም

9 እቲ ቤት ዕዩ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345570156/ 03 45 5704 77