ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ

1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ሓድሽ ፈቃድ ዘዉፅኡን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን

4 ኦርጅናል ዶክመንትን ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ዝክእል

5 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝክእል

6 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቕርብ ዝክእሉ

8 ተጫረትቲ 4500 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ናይ ዉዕሊ መኸበሪ ብ ስፒኦ ካብ ዘእተይዎ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝኽእሉ

10 ንጨረታ ሰነድ 100ቅርሺ ብምግዛእ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 105 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ጨረታ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ በቲ መዓልቲ ሰዓት 10፡00 ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 034240563