ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰረተፊኬት ቲን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ብናይ እቶት ቫት ሪፖርት መግበሪ ግዜ ሰሌዳ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ሪፖርት መረዳእታ ብኮፒ ዘተሓሕዝ

2 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር፣ ንፅሬት መሳርሒ 2000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ እትክእሉ ምኻንኹም ንገልፅ

4 ጨረታ ዝቐርባሉ ናይ መወዳእታ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03