ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት መረዳእታ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣተሓሐሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ እዋናዊ ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 03/13/2012ዓ/ም ክሳብ 12/01/2013ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰዉሓ ሳዕስዕ ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ 15000.00፣ መሳርሒ ፅሕፈትን 6000፣ መሳርሒ ፅሬትን 3000ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ እትክእሉ

5 እዚ ጨረታ 12/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰዉሓ ሳዕስዕ ይክፈት

6 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 78 06 68/ 09 14 82 10 88