ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ሕጋዊን ግዲፍቃድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለን 2012/13 በጀት ዓመት ንግዲፍቃድ ዘሐደሰ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ዘለኩም

3 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ

5 ቅድም ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ መረዳእታዋናን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅር ዝክእል

6 ንመከበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ተረጋገፂ ብዝቀረበ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

7 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲቀሪቡዉዕሊክኣስርዝክእል

8 ሰዓራይ ጨረታ ብዝተወዳደረሉ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ዕለትጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልትታት ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨው ከ/ስ/ዕ/ምም/ንብረትን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል

9 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳርወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮቁ 24 50.00 ቅርሺብምክፋል ምዉሳድ ትክእል

10 ተጫረቲ ንሐደ ዋጋ እተቅርቡልና ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 03/13/2012 ዓ/ም ክሳብ 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ናይ ንግሆ ምእታዉ ትክእሉ።

11 ሳንድቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 ብተወሳኪካብ ጠቅላላ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይን ምዉሳክ ከም ዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 75 14 84 ብምድዋል ምሕታት ይካአል