1 በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012ዓ/ም ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን መፍለይ ቁፅሪ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ሰርተፊኬት ከምኡ አዉን ዝተሓደሰ ናይ 2012መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝኽእል
2 ካብ ትካልና ደጋፊ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቁፀሪ 28 ካብ ዕለት 25/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/01/2013 ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ 50 ብር ብምክፋል ዕለት 05/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ንጊሆ ብምዕፃዉ ወይ ከዓ ብምሽዓግ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ 05/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ይኽእሉ እዮም
3 ተጫረቲ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ መከበሪ ጨረታ 6000.00 ብር ሎት 2 ፅሬት ኣቅሑት መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይም ብስፒኦ ወይም ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ
4 በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንብረት ከእቱ ዝኽእል
5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84