ስራሕቲ መስኖን ማይ ቴክኖሎጂ ብርሁ ተስፋ

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ዝተሐደሰ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድን ናይ ግብሪ ከፈላይ፣ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ሰርተፊኬት፣ ከምኡውን ተ.እ.ታክስ /ቫት/ ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ፤

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይም ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤ ተወዳደርቲ ናይ ዘቕርብዎ ዓይነት ጨርቂ ሳምፕል ከቕርቡ ኣለዎም

3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 2:00 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 12/12/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ናብ ትካልና ብምምፃእ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 ተወዳደርቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 03/13/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትው ትክእሉ፤

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/13/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:30 ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝረከብ ናይ ስልጠና ኣደራሽ ይክፈት፤

7 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 09 11 96 90 28 /09 22 37 31 26   ደዊልካ ምሕታት ይከአል፤