Ethiopian Red Cross Society (ERCS)

እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ኣቅሑት ንምቅራብ እትክእሉ ሕድሕድ ኣቅሓ ዋጋ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ዕለት 12/12/2012 ክሳብ 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 መሊኢኩም ናብ ፅ/ቤትና ዕደጋ ክፍሊ ክተቕርቡ እናተሓሳሰብና እቲ ፐሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 14/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት እዩ

2 ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ሓድሽ መቕረባይነትን

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 እቲ ንብረት ሰዓርቲ ምኻንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ክተቅርቡ ይግባእ