ኤጀንሲ ማዕድን ኤነርጂ ክልል ትግራይ

1 ተጫረቲ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ቲን ናምበር ከቕርቡ ዝትኽእሉ

2 ተጫረቲ ናይ መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00

3 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክመንት ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 20 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ማሕበር ልማት ትግራይ ህንፃ ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ቢሮ ቁፅሪ 115 ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ክሳብ ዕለት 21/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ብስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/12/2012ዓ/ም  ሰዓት 3፡00 ንጉሆ

6 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ

7 ጨረታ ዘሸነፈ መቕረብቲ ንዝሰዓርዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ትራንስፖርት መፅዓንን መራገፍን ሸፊኖም ይዉሰዱ

8 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 12 15 /03 44 40 82 34 /03 44 40 69 30