ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን/ደደቢት ትፍልም/

1 ኮይኑ ግና ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናይ ጨረታ መኽፈቲ መዓልቲ ከምዝተናወሐ ነፍልጥ ስለዝኮነ ናይ ጨረታ መኽፈቲ መዓልቲ ዕለት 19/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ 3፡30 ዝኽፈት ኾይኑ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብቲ ዝተሓበረ ዕለትን ሰዓትን ኣታዊ ንከትገብሩ እናዘኻኸርና ኣብ ምኽፋት ጨረታ ግና ጨረታ ኮምቴ ጥራሕ ዝኸፍቶ ምኻኑን ሰዓራይ ድማ እነፍልጥ ከምዝኾንናን ነዘኻኽር