ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

1 ኣብ 2011ዓ/ም እዋኒ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ግብሪ ናይ 2011ዓ/ም ብእዋኑ ዝኸፈለ

3 መኸበሪ ጨረታ ብር 2500 ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ዝተየፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ዘትሕዝ

4 እቲ ዝሽየጥ ፍርያት ካብ ኣግበ ጨፍሊቑ ዘልዕል

5  ንግዲ ፍቃድን ፣ ንግዲ ምዝገባ ቲን ከምኡ እዉን ቫት ሰርተፊኬት እንተሃልይዎ ምስ ዝርዝር ዋጋ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ክኣቱ ኣለዎ

6 ካብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፈረ ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ይሓ ስቲ ሰንተር ህንፃ ዝርከብ ቢሮና እናመፃእኩም ጨረታ ሰነድ ብብር 50 ዘይምለስ እናዓደግኩም ክትወስደዱ ንዕድም

7 ጨረታ ዕለት 28/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብዕለት 29/11/2012ዓ/ም ሕጋዊ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት ተጫረቲ ብሳዓቶም እንተዘይተረኺቦም ኣብ ሰዓቱ ዝኽፈት ምኻኑ ነፍልጥ

8 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

ተወሳኺ ሓበሬታ 09 38 70 12 22 ብምድዋል ዘድሊ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል