ሆስፒታል ዓድዋ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 20/11/2012ዓ/ም ክሳብ 05/12/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 05/12/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ደ/ከ/ስ/ምም/ር/ን ይክፈት

4 ተወዳደርቲ ዓመታዊ ክላዉዶ ማለት እዉን ብቅዓት ደረጃ ዝገልፅ ድጋፍ ደብዳቤ ከቅርቡ ኣለዎም

5 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 71 23 26 ደዉልካ ምሕታት ይካኣል