ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ መቕረባይነት መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ

3 ተጫረቲ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ናይ ሐደ ዋጋ ምስ ቫቱ ክገልፅ አለዎም

4 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 1/6/2008 ክሳብ 10/6/2008 ዓ/ም ኮይኑ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪልቶም አብ ዝተረኸበ ይኽፈት

5 ካብ መግለፂ ወፃኢ ዝኾነ ንብረት ተቐበልነት የብሉን

6 ኮሌጅና ዝሐሸ አማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቑ ስልኪ 0344406088 /410465 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል