ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ


1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ኣብ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ብ SCCA ሰርቲፋይድ ዝኾኑ

3 ኣብ ሒሳብ ቦረድ በዓል ስልጣን ፍቃድ ስራሕ ከቕርብ ዝኽእል

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 16/11/2012ዓ/ም እስካብ 27/11/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/11/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት6፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መመራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 251-034-440-03-36/40-69-68