ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

 1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከተታሕዙ ትክእሉ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ

3 ናይ ወርሒ መጋቢት ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ ኣሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝኽእሉ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 06/11/2012ዓ/ም ክሳብ 20/11/2012ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓሺጉ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56