ናይ ኢትዮዽያ ካቶሊክ ቤተክርስትያን ማሕበራዊና ልማዓታዊ ናይ ዓዲግራት መተሓባበርያ ቅርንጫፍ

1 ናይ ፀባ ከፍቲ መቅረባይነት ወይም ተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም

2 ናይ 2011 ግብሪ ዝከፈለን ን 2012 ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰሉን

3 እዚ ጨረታ ምስ ሰዓረ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ሰሙን ከቕርብ ዝክእል

4 ዝሓሸ ዘርእን ቡዝሕ ፀባ ዝህባ ምኻነን ብዝምልከቶ ኣካል ዝተረጋገፀ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ተወዳዳሪ ዘድሊ ረቃሕን ዝምላእ ናይ ጨረታ ሰነድን እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/06/2020ዓ/ም/ፈ ክሳብ 2/07/2020ዓ/ም.ፈ /19/10/2012-25/10/2012ዓ/ም ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ቀበሌ 05 ጥቓ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ምምሕዳር ትሕቲ ዕላላ ቤት/ቲ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ምምሕዳር ብምዉሳድ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ መለለይ ሰርተፊኬት መረዳእታ ምስቲ ዋ መቕረቢ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብስራሕ ሰዓት ከቕርብ ይኽእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 87 70