ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ከምኡዉን

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ናይ 2012ዓ/ም ዘለኩምን ኮፒ ዘቅርቡ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/10/ 2012 ዓም ክሳብ 18/10/2012 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 19/ 10/ 2012ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447