ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 12/10/2012 ክሳብ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ  

ሓበሬታ ስልኪ-09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ