ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ ዝቐርብ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ኣለዎ ፣

3 ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ዝተመለአ ጋራጅን ናይ ጋራጅ መሳርሒን ዘለኩም ባዕሉ ዝኸአለ ናይ ሞተር ዎርከ ሾፕ ፣ ናይ ቦዲ ዎርክ ሾፕ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ዎርክ ሾፕ፣ መዕቀቢ ንብረት ፣ ስርዓት ፋይናንስ፣ እኹል ናይ መካይን መፅንሒ ዝተኣማምን ሓለዋን ዘለዎም ምኻኖም መረዳእታ ብፀሑ ከተቕርቡ ትኲእሉ

5 ካብ ዝምልከቶም ኣካል ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ምኻንኹም መረጋገፂ ከተቅርቡ እትኽእሉ

6 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ከተቅርቡ እትኽእሉን እተቕርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽኸዉን ኣለዎ

7 ናይ ጨረታ መኸበሪ 3000.00 ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

8 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 10/10/2012 ክሳብ 24/10/2012ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 24/10/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

9 ትካልና ካልእ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁ 03 44 41 85 56