ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 08/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ሰዓት3፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15