ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ ደጉዓ ተምቤን

  • ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት

1 በቲ መስመር ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ : መቅረባይነትን  :: ቫት ተመዝጋባይ ዝኾኑን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሰብ ናብ ዝምልከቶ ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኦርጊናልን ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 መኽበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብዝተረጋገፀ CPO /ቸክ/ ጥረ ገንዝብ መልክዕ ዝኽእል /ትኽእል

3 ሰንድ ጨረታ አዙ ምልክታ ካብ ዕለት 23/05/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 08/06 /2008 ዓ/ም ዘይምለስ ብር 30.00/ ሰላሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤ/ፅ/ተ/ፋናንስን ወ/ደ/ተምቤን ክትወስዱ ትክእሉ

4 ኣብ ጨረታ ዝቀርብ መጠን በጀት መሰረት 20% ምዉሳክን ምቅናስን ከጋጥም ይክእል

5 ቫት ተመዝገብቲ ዝምልኢዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ክኸዉን አለዎ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 9/06 /2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ አብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

7 እዚ ጨረታ ኩሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ይካየድ

8 ኣብቲ ጨረታ ዝኾነ ዜጋ መፂኡ ክዕዘብ ንዕድም

8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0343390402/034390012 ወይ ብአካል ምሕታት ይከአል እዩ