ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ 27/09/2012ዓ/ም ክሳብ 16/10/2012ዓ/ም ንተከታታሊ 20 መዓልቲ ዝፀንሕ እንትከዉን ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ላጪ ኣብ ዝርከብ ቢሮና ብምምፃእ በዓል 6ተ ገፅ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትዕድጉ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

1 ናይዚ ዓመት ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ቲን ናምበርን ሰርቲፊኬትን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት መረዳእታታት ምስቲ ሰነድ ቅዳሕ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ሙሉእ ኣድራሻኦምን ሰልኪ ቁፀሮምን ክገልፁ ይግባእ

3 ተጫረቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝርከብ ጨረታ ሳፁን ብኣካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣቢሎም ከእትዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ መኸበሪ ሰነድ ጨረታ 150,00.00 ቅርሺ ብሽም ሱር ኮንስትራክሽን ስፒኦ ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

6 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፓነል ፅርየትን ደረጁኡን ብሰብ ሞያ ተፈቲሹ ዝሓልፍ ክኮዉን ይግባእ

7 ተጫራታይ ብዝተወሃቦ ዲዛይን ሰሪሑ ከረኽብ አለዎ ሳዓራይ ድማ ኣብ 20 መዓልታት ዉሽጢ ሰሪሑ ከረክብ ኣለዎ

8እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 01 14 01 /09 13 50 81 32