ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ ተቁ ዓይነት ዝርዝር መለለይ ቁፅሪ መዓቀኒ በዝሒ

1 1 Nail for celing 025 KG 05

2 Nail 10 15

3 Nail 12 10

4 Roof nail 10

5 Hinges, large size for man hole covers 26

Manela 10

Screw 02

Forma mater small thick 03

Grill 20

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግድ ፍቃድነ ቲ ሰርቲፊኬት ቫት ሰርቲፊኬት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዘይኮንኩምን ትክእሉ ኢኩም

2 እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምካኑ ብንፁር ክቅመጥ አለዎ

3 ፕሮፎርማ ኣብ አየር aaaዝፀንሐሉ ገዜ ካብ ዕለት 26/09/2012 ክሳብ 30/09/2012 ዓምሰዓት 6፡00 እዩ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 01/10/2012 ዓም ድ/ሰዓት 9:00

5 ዘድሊ ኩሉ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ አለዎ

6 ሰዓራይ ምሰዓሩ ካብ ዝተነገሮ ጀሚሩ ኣብ ዝሐፀረ እዋን እቲ ኣቅሓ ከረክብ አለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0342404674 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል ወይ ከዓ ዕዳጋ ቀዳም ኣብ ዝረከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፈሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቅን ፕሮፎማ ቅጥዒ ምዉሳድ ይከኣል