ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ

1 ብናይ ማእኸለዎትን ዓመቕትን ጎዳጕዲ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሃደሰ ፈቃድ ንግዲ ፍቃድ ምዝገባ ዘለኩም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም ኣብተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ መጋቢትን ማዝያን 2012ዓ/ም ሒሳብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘወራረድኩም

3 ንማእኸለዎት ዓመቕቲ ጎዳጉዲ መመዝገቢ ወረቀት ዘቅርቡ

4 ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ማይ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም

5 ነቲ ስራሕ ኣድለይቲ ዝባሃሉ በቲ ዝርዘር መዐቀኒ መሰረት ቴክኒካል ብቅዓት ዘማልኡ ሰብ ሞያታት ሃይድሮሎጅስትስ ኤሌክትሮ መካኒካል ንናይ ባዕሉ ወፃኢታት ሸፊኑ ከቅርብ ዝክእል

6 ብተመሳሳሊ ስራሕ ዝሰረሐን ፅቡቅ ኣፈፃፅማ ከም ዝነበሮ ዝገልፅ ስራሕ ልምዲ ከቅርብ ዝክእል

7 ሓደ ዓሚቕ ማይ ጀጉድጋድ ካዕቲ በቲ ዝርዝር መዐቀኒ መሰረት ኩዒትን ሰሪሑን ንዑ ዘድሊ ኣቅሑት ባዕሉ ኣቅሪቡ ገጢሙ ከቅርብ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ጨረታ መኸበሪ ንሓዳ ዓሚቕ ጕድጋድ 25000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ቢሮ ቁፅሪ 107 ምዉሳድ ትክእሉ

10  እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ 19/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 04/10/2012ዓ/ም  ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 04/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሽረ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡