ቤት ፅሕፈትን ልምዓት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ወረዳ ወልቃይት

በዚ መሰረት ተወዳደረቲ  ከማልእዎም ዝግብኡ  ረቆሒ::

  1.  ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ ዘረፉ ንግዲ ፍቓድን ናይ መቅረብቲ  ሰርትፈኬትን  ዋናን  ኮፒን::
  2.   ናይ መለለይ ቁፅሪ /TIN/ን VATን ሰርቲፌኬት ዋናን ኮፒን::
  3.   ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4.  ነቲ ዝካየድ ጨረታ መኸበሪ  ዘዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንሕድሕድ ሎት 3000.00 ብ CPO ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  5. ናይ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ክሳብ ዕዳጋ ፈፃሚ ኣድራሻ አጉዓዒዙ  ከረክብ  ዝክእል::
  6.   ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 19/05 /2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 4/ 06/2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልትን  ሰዓትን ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ እናወሰዱ ሐደ ኦርጀናልን ክልተ ኮፒን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ  ዕዳጋን ፋይናንስን ናብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ አለዎም እቲ ጨረታ 4/ 06/2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 4/ 06/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ካብዚ ወፃኢ ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ጨረታና ኣበ ዝኽፈተሉ ቦታነ እዋንን ኩሉ ሕሰብ ቀሪቡ ክዕዘብ ንዕድም::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344330043 ወይንድማ ብሞባይ  ቁፅሪ 0914498497 0932341634 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል