ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ብመሰረት እቲ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ተወሳኺ እሴት /ቫት/ተመዝጋቢ ዝኾነ ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓም ወርሓዊ ዲክለር ዝገብርን መረዳእታ ምቅራብ ዝኽእል

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈልሉ መረዳአታ ከቕርብ ዝክእሉ::

3 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎትን ወሃባይነት ፈቅድ ከቕርብ ዝክእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ /Tin no/ ቑፅሪ ዘለዎም

5 ጨረታ መኽበሪ

ንመሳርሒ ሙዚቃን ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ 30000.00 /ሳላሳ  ሽሕ ብር/

ንመቆፃፀሪ ፍጥነት መካይን ማለት እዉን ራዳር 4000.00 /ኣርባዕተ ሽሕ ብር/

ንማርሽ ባንድ ኮትን ስረን ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/

6 ተወዳደረቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣሲሩ ኣብ ዉሸጢ 90 መዓልትታት ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ከቅርብ አለዎ

7 ኣሸናፊ ተወዳደረቲ ዝሰዓረዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 6ተ ወርሒ ብናይ ባዕሎም መጎጎዓዝያ አብ ኮምሺን ፖሊስ ከቅርቡ ዝክእሉ

8 ተወዳደረቲ አብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ አድራሻ ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ::

9 ተወዳደረቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ወሲዶም ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 20/ 05 /2008 ዓ/ም - 4/06/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ አብ መ/ቤ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኸእሉ

10 እቲ ጨረታ ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ  አብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት

11 ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ሓደ ወርሒ እዩ

12  ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሚሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ እዉን 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይን መሰል አለዎ

 ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስቐፅሪ 0344406577 ደዊሎም ወይከዓ ብኣካል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 208 ቐሪቦም ምሕታት ይከአል