ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 20/09/2012 ክሳብ ዕለት 29/09/2012

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/05/2012 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 72 90 36 /09 14 11 07 19  ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ