ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ አትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ናምበር ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ሰርተፊኬት ከተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዘ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ

6 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊትንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ኤ/ም/መ/ት መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ዳይሮክትሬትዕደጋ ፋይ/ን/ምምሕዳር 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 228 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምግዛእ ካብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ክሳብ 04/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ዋጋ መሊኢኩም ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣታዊ ምግባር ትክእሉ ኢኩም

7 ተጫረቲ ከትሕዝዎ ዝግቦኦም ናይ ጨረታ መኸበሪ ይደሊ ሎት 1 ሃርድ ዌር ኣቅሑ ብር 100,000.00 ሎት 2 ሃርድ ዌር ኣቅሑ 5,000.00 ሎት 3 ድሮን 30,000.00 ሎት4 ቶታልስተሽን 30,000.00ኣቅሓ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ 5,000.00ብስፒኦ ወይ ብጥረ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

8 አቲ ጨረታ ዕለት 04/10/2012ዓ/ም ልክዕ 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

9 ኤጄንሲና እቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 በ40 54 23