ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ-ከባቢ ምምሕዳርን ኣጠቓቅማን መሬት ትግራይ

1  ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ የካቲት መጋቢት ወርሒ 2012ዓ/ም ቫት ዲክለሬሽን ዝከፈልሉ ከቅርቡ ዝክእሉ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ይኹን ካብ ፌደራል ዝተወሃቦም ናይ ታክስ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

2 ተወዳደርቲ እዚ ሰነድ ካብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስ ብምዉሳድ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሰነድ ፕሮፎርማ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ብስምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ 2ይ ፎቕ ዝርከብ ዕደጋን ፋይናንስን ጨረታ ሳንዱቕ ኣታዊ ይገብሩ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ክሳብ 03/10/2012 ተመሊኡ ምስተመለሰ ዕለት 03/10/2012 ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ 9፡30 ድማ ይክፈት

4 ጨረታ መኸበሪ ቅድሚ ጨረታ ምክፋ ብ ባንኪ በዝተረጋገፀ ቸክ ፣ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ንኤሌክትሮኒክስ 15000.00 ንሞተር ሳይክል 15000.00 ፣ ንጀነሬተር 1000.00  ይከዉን

5 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓ እዋን ንተኸታታሊ 20መዓልቲ ይፀንሕ

6 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 41 71 04 ምሕታት ይካኣል እዩ