ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

ምልክታ መመሐየሺ ሰነድ ጨረታ ን2ይ ግዜ አበ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ይምልከት

  1. ፅሕፈት  መሳርሒ ተዛመድትን  :  ፅሬትናዉትን
  2. ዲስክቶፕ  ኮምፒተር  : ላፕቶፕ   ኮምፒተር  : ዲጂታል ካሜራ : ፕሮፊሽናል ቪድዮ ካሜራ : ፕሮጀክተር : ስካነር : ፕሪንተር ፍላት ስክሪን ቴለብዥን : ካልኦት ኤሌክትሮንክስ ን ኤሌትሪካልን
  3. ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ካልኦት

ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ንዕለት 05/ 5/ 2008 ዓ/ም  ብደብዳቤ ቁፅሪ ኤ.ሳ.ቴ-ዕፋንም-05/56466/08 ብጨረታ ቁፅሪ ኤ.ሳ.ቴ -02/2008 ዓ/ም ኣብ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ኣብ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፈርኒቸር ኣብቲ ሰነድ ጨረታ  

1 ናይቶም ንብረት ስፐሰፊኬሽን ተታሓሒዙ እናሃለወ አብ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ናየቲ ናዉቲ ሽም ዘይተካተተ ምህላዉ

2 ኣብ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ተካቲቶም ዝርዝር ስፐስፊኬሽን ዘይብሎም ናዉቲ ብምህላዎም ፈሊጡኩም ኩሉከም ሰነድ ጨረታ ዝገዛእኩም ካብቲ ሰነድ ዝገዛእኹምሉ /ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ/ ዝተመሓየሸ ሰነድ ንክትወስዱ ንዝትመልእዎ ዋጋ ድማ በቲ ዝተመሓየሸ ምኻኑ ፊሊጥኩምሉ ካብኡ ወፃእ ንዝትመልኡ ተቀባልነት ዘይብሉ ምኻኑ ምፍላጥ የድሊ

3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፈርኒቸርን ቴክኒካል ፋይናሻልን ደኩመንት ነንበይኑ ተፈሊዩ ተዓሺጉ ከቅርብ ይግባእ

4 ጨረታ መኽፈቲ ዕለት 21/05/2008 ብጌጋ ካብ ስራሕ መዓልቲ ወፃእ ብምዉዓሉ ከምዚ ተስተኻኺሉ አሎ ጨረታ ሳንዱቅ ሰሉስ 24/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ዕለት 24/5/2008 ዓ/መ ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ/ ሕጋዉያን ወከለቶም/ ጨረታ ኮሚቴን ካልኦት ምክፋት ጨረታ ከርክቡ ዝደልዩ ተዓዘብቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ብስቁ 0344 404161/0932278704 ተጠቀሙ