ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

1 ሕጋዊ  ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 14/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/09/2012 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 9፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ