ቤት ፅሕፈት ጥምረት ኤች አይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2012ዓ/ም

2 ብዚ ዓመት ግብሪ ምኽፋሎም ልረጋገፅ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል

3 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

4 ሲፒኦ ካብ ጠቅላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ በቼክ ምቕራብ ዝኽእል

5 እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 መዓልቲ ናይ ስራሕ ሰዓት ተጫረቲ ንቲ ሰነድ መምልኢ ቅጥዒ ንክትወስዱ እናሓበርና እዚ ጨረታ ዕለት 01/06/2020 ኣ/ፈ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 ትካልና ንዚ ጨረታ ብክፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ