ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

1 ናይ 2011 ዓ/ም ናይ ስራሕ ግብሪ ዝኸፈሉ ፍቓድ ዘሐደሱሉ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

2 ኣብ ቤት ፅሕፈት ደኣንት 2011ዓ/ም ዝወሃብ ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ዝገልፅን ናይቲ ማሕበር ዉልቀ ትካል ሕጋዊ ሰዉነት ሰርተፊኬት መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ

3 ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2.5 ድሕሪ ዓመት ዝኽፈል መረጋገፂ ፅሬት ንምትሓዝ ፍቃደኛ ዝኾነ

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ናይ መድሕን ዉሕስና ትካል ወይ ድማ ብኢ/ያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክን ሌተር ኦፍ ክረዲትንግ ኾይኑ መጠኑ 2000.00 ክልተ ሽሕ ብር ከቅርቡ ኣለዎም

5 ካብ ዝሓለፈ 2ተ ዓመታት እንተነኣሰ ካፒታሉ ልዕሊ 250000.00 ሓደ ፕሮጀክት ብፅብቅ ሰሪሑ ከምዘረከበ መረጋፂ ናይ ስራሕ ልምዲ ድጋፍ ከቅርብ ዝኽእል

6 ተጫረቲ ናይ ዝጫረተሉ ስራሕ ትርካላታ ሓፁር ሳይት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልታት ሙሉእ ብሙሉእ ብፅሬት ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 11/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቤት ፅሕፈት MOPC ኣድላይ መረዳእታታት ብምሓዝ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 17/09/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ናይ ቅ/ቀ  ይክፈት

9 ሰዓራይ ምኸኑ ካብ ዝተረጋገፀሉ ኣብ ዉሽጢ 4ተ መዓልቲ ዉዕሊ መኸበሪ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 3 ሚኢታዊ ብር ስፒኦ ብሹም MOPC ኣብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብምትሓዝ ዉዕል ክኣስር ዝኽእል

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ