ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኮፈሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ፣

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈለቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር

3 ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋፂ ዘቅርብን ፣ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ መወዳእታ ወርሒ ሪፖርት ዘቀርቡ

4 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተሪኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

03 42 40 51 23 /09 37 02 35 98