ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 ናይ ሎሚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ

2 ወረቐት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጡሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ ዝክእሉ

4 እቲ ቢሮ ናይቲ ጨረታ 20 ሚኢታዉ ንምዉሳክ ወይ ንምቅናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

6 እቲ ጨረታ 25/09/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዪ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ  ኣብ ኣዳራሽ እቲ ቢሮ ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 4036 63