ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 07/09/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/09/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 8፡30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/09/2012ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22