መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ ኣብ ሓድሽ መቅረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ምኻኑ መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ቫት ተመዝገብቲ ምኻኑኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ

3 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ 10000.00 ከትሕዝ ዝክእል

4 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርቦ ጠለብ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታል ከምፅእ ዝክእል

5 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነደ ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፌርማን ናይ በዓል ዋና ማህተም ክዓርፎ ኣለዎ

6 ንመኽበሪ ዉሕስና ጨረታ ዝቐርብ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ ፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ይግባእ

7 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብር እዩ

8 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ እዋን ዕለት 05/09/2012 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 15 መዓልታት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

9 እዚ ጨረታ ዕለት 25/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

10  ሆስፒታና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ