ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ፀገዴ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፈቃድ ንግዲ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ  ዋናን ቅዳሕን  ዘቅርብ

2  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 07/09/2012ዓ/ም ክሳብ 21/09/2012ዓ/ም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ፀገዴ ዘይምለስ ንሕድሕድ ሎት 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል  አዚ ማለት  ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ኣቅሑት ቢሮ ይከዉን

4 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕደሕድ 3000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ፀገዴ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ትምህርት ስልጠናን ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 21/09/2012ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ንዘይምርካቦም ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጋጎልን

7 ተጫራታይ ሰዓራይ እንትኮኑ ድሕሪ ናይ ቅርታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ነቲ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ

8 ንብረት ኣብ ዉሽጢ 12 መዓልታት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ከቅርቡ ይግባእ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 92 29 36 96 /09 32 84 54 07