ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

ስለዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ ናብ ትካልና ብምቅራብ ዝርዝር ናይቲ ኣቑሑት ዝሓዘ ሰነድ ብር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ዕ/ፋ/ን/ም/ር ቢሮ ቁፅሪ 6 ቀሪብኩም ካብ ዕለት 07/09/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/09/2012 ዓ/ም ሰነድ እናመፃእኩም ክትወስዱ ከም እትክእሉ እናገለፅና ተጫራታይ እዞም ዘለዉ ነጥብታት ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ከማልእ ይግባእ።

1 ንግዲ ፈቓድ ዝተሓደሰ ኮፒ ዘቅርብ

1 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ /Tin/ ሰርተፊኬት ቅዳሕ ዘቅርብ

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ምስክር ወረቀት ብቅዳሕ ዘቅርብ

3 ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቅዳሕ ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ መጋቢት 2012 ዓ/ም ዴክላሬሽን ዝክፈለሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተወሳኺ እሴት ታክስ (ቫት) ሓዊሱ ክመልእ ዝኽእል፤

6 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ዕ/ፋ/ን/ም/ር ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኦርጀናልን ኮፒን ነንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፁን የእቱ።

7 ናይቲ ጨረታ መክበሪ ንጋዉን መመረቂ ተምሃሮ ሎት 1 -3000 ብር / ሰለስተ ሽሕ ብር / ፣ ን ላፕቶፕ ፕሪንተር ሎት 2 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ቅርሺ፣ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል፣

8 እቲ ዝተዳለወ ሳፁን ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ክፈቲ ኮይኑ ይፀንሕ ይዕሸግ።

9 እተ እቲ ዝተዳለወ ሳፁን ዕለት 21/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት።

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሌጅ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/ ንብረትን በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይኹን ኣብ ዘይተረከበሉ እዉን እቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ይኽፈት።

11 ዘሸነፈ ተጫራታይ ንዘሸነፈሎም ኣቁሑት መጓዓዓዚ ኾነ መፅዓንን መራገፍን ባዕሉ ይሽፍን ናብ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ የርክብ፡፡

12 ተጫራታይ እቲ ጨረታ አሺንፍካ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 (ሰለስተ) ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕል ብምእሳር ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ(10) ናይ ሰራሕ ተከታተልቲ መዓልተ ንብረት የቅርብ።

13 ብዉዕሉ መሰረት ንኣቅሑ ቢሮ ብእዋኑ ንዘይኣቅረበ ኣቁሑት በቲ ጨረታ መምርሒ መሰረት ኣብ መዓልቲ 1/1000 ብር ይቅፃዕ።

14 ዝኮነ ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዋጋ አብቲ ዝወሰደ ዝተዳለወ ባዶ ሰነድ ጨረታ ብትክክል ኣቀሚጡ ክመልእ አለዎ። ካብኡ ወፃኢ ብካሊእ ሰነድ ዘቅርብ እቲ ትካል ኣይቅበሎን ዉድቂ ይኸዉን።

15 ካብ ስፐስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ኣይፍቀድን

16 አብ ዘቅርቦ ናይ ጨረታ ሰነድ ስሙ ፌርሙእን ኣድራሻን ማህተም ናይቲ መቅረባይ ድርጅት ብትክክል ከቀምጥ ኣለዎ።።

17 ንምንባብ አፀጋሚ ዝኾነ ፊደል ወይ አሃዝ ዘቐመጠ ብቀጥታ ካብተ ጨረታ ይስረዝ።

18 እቲ ትካል ኣብ ሓደ ዓይነት ኣቅሓ 20% ናይ ምውሳኽ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ።

19 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ።

20 ንፕሪንተር ላፕቶፕን ውሕስና 1ዓመት ክህብ ዝክእል

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-460323 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ኢኩም