ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዘጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርቡዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዘሓወሰ ክኽዉን አለዎ::

4 ጨረታ መኽበሪ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ 2% ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 16/5/ 2008   -  01/6/ 2008 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

7 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ::

  •  ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556  ወይም  0914786075 ምርካብ ይካአል  እዩ::

ዝርዝር ንብረት

ተቑ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

ቑፅሪ

መዕቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

ብር

ብር

1

Mother board

For Thosiba satellite A665

Pcs

01

 

 

 

 

 

2

External HD

2 Terabayte

pcs

05

 

 

 

 

 

3

External HD

1 Terabayte

pcs

05

 

 

 

 

 

4

Battery for laptop

Thosiba satellite A665/ C660

pcs

20

 

 

 

 

 

5

Color printer HP Office jet

7110 (A3 & A4)

pcs

02

 

 

 

 

 

6

Printer

As per Specification

pcs

02

 

 

 

 

 

7

ኤክስተንደር

For EV-DO

pcs

02

 

 

 

 

 

 

8

keyboard

For Dell Optiplex 7010

pcs

01

 

 

 

 

 

Grand Total