ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት

2 በዚ መሰረት ፕሮፎርማ ክሳብ 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ሰዓት8፡30 ይኽፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 56 63 / 03 44 40 43 46