ቤት ምኽሪ ንግድን ዘርፊ ማሕበራትን መቐለ

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝታሃደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2 መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን / ሰርተፊኬት ዘለዎ

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማህተም፣ ፌርማን ሰልኪ ቑፅርን ክህልዎ ይግባእ

4 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

5 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 29/08/2012 ክሳብ 05/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡00 ንጉሆ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

6 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁ 03 44 40 25 29 / 03 44 41 41 90 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል