ማሕበር ረዲኤት ትግራይ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ተጫረቲ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 607 /100.00/ ቅርሺ ከፊሎም ናይ ጨረታ ዶክመንት ክወስዱ ይኽእሉ

2 ተጫረቲ ንግዲ ፋቃድ ዝተመዝገበሉ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ምካንኩም መረጋገፂ መሉእ ዶክመንት ከቕርቡ አለዎም

3 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚኢታዊ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነት ብዝተረጋገፀ ጥራሕ ከትሕዙ አለዎም

4 ተጫረቲ ዝጫረተሉ ሰነድ ብዝተአሸገ ፖስታ እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ማለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 13/09/2012 ዓ/ም እዩ ዝዕፀወሉ ሰዓት ድማ ሓሙሽተ 5፡00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

5 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ 13/09/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ማረት ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይ ካዓ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት

6 እቲ ድርጅት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ