ፖሊ ቴክኒንክ ኮለጅ ሽረ

1 ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን፣

2 መለለዩ ቲን ናምበር

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ሚያዝያ መጋቢት 2012 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ዘይምለስ ቅዳሕ ገይሮም ዘቅርቡ፤

4 ደረጁኡ ዝሓለወ ማለት አዉን ኦርጅናል ንብረት እተቅርቡ

5 ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ዋጋ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል  ከምኡ እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

6 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ዘቅርብ

7 መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ብጥረገንዘብ ዘትሕዝ፤

8 ዋጋ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልታት ይከውን፡፡

9 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ከምኡ እዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 መኸበሪ ጨረታ ን ኤሌክትሮኒክስን መሳርሒ ህንፃን ንሕድሕድ 10000.00 ቅርሺ ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት ሞተርሳይክል ፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን፣ኤሌክትሪክስቲ፣ ናዉቲ ቢሮን ሕድሕድ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 27/08/2012ዓም ክሳብ 12/09/2012 ዓም ኮይኑ ጨረታ 12/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344443582 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡