ቢሮ ኮንስራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ : ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀት : ኮንስትርክሽን ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ምዝገባ መረዳእታ፣ ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃብዎ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዕለት29/08/2012ዓ/ም  ጀሚሩ ክሳብ 01/10/2012 ዓ/ም ዘይምለስ 500.00 ዓ/ም ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ  209 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-408775 /09 14700323