ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ

1 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብርኪ 9ተ ዝኮነ ብደኣንት ዝተወደበን ብርኪ ዝገልፅን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘቀርብ

2 ብናይ ማይ ኮንስትራክሽን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክአል ከምኡ እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ ናይ ወርሒ ጥሪ መጋቢት ሚያዝያ 2012ዓ/ም ከቅርብ ዝክአል

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ዘለዎ  ናይ መቅረባይነት ካርድ ናይ 2012 ዓ/ም ዘሐደስኩም

5 ንኩሎም ፍቃዳት ዋና ምስ ቅዳሕ አተሓሒዝኩም እዉን ክተቅረቡ አለኩም፤

6 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ዋጋ ሐደ ዋናን ሓደ ቅዳሕን ጠቅላላ ክልተ ፖስታ እዉን ክተቅረቡ ይግባእ።

7 መከበሪ ጨረታ  3,500.00 ከትሕዙ ትክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ድጋፋ ፋይናንስ ንብረት ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 15/09/2012ዓ/ም ክትወስዱ ትክእሉ፤

9 እቲ ጨረታ 16/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

10 ሰዓራይ ዝሰዓሮ  ኣብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ከረክብ ዝክአል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /0342-440307 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።